#Eritrea The Eritrean Crops and Livestock Corporation harvests avocados
#Eritrea እግርኻ ሓሊኾም፡ መዓጹኻ ረጊጦም፡ ብመጻወድያ ሸንኪሮምካ ከብቅዑ፡ ተገልቢጦም ኣይጐየኻን፡ ኣየርከብካን፡ ኣይተወንጨፍካን ንዝብሉኻ ሓተትቲ ኣይትምልስሎምን፥ ምኽንያቱ እቲ ሕቶ ርእሰ ምሉስ እዩ።
2/5 #Eritrea ትማሊ ሎሚን ጽባሕን ብስልጡን ባህልን ልዑል ስነ ልቦናን እዩ ዝምራሕ። ዝኸፈሎ ረዚን ዋጋ፡ ረዚን ክብሪ ይህቦ። ንጹርን ሓራን መስመር ከኣ ኲል ግዜ ሓራ የውጽኦ። ማዕበል እንተተገላበጠ'ውን ብርእሰ ተኣማንነት መርኸብ ዓወት ይመርሕ።
1/4 #Eritrea ህዝቢ ኤርትራ ወትሩ ዕርፊ ሓቂ ኣጽኒዑ ዕዮኡ ይፍጽም። ስራሕ ንዘይብሎምን ኣብ ሃልወሳ ዝኣተዉን ጉጅለ'ሉ ስራሑ ኣይገድፍን። ሕልሚ ከሳስይ'ውን ግዜ የብሉን።
1/2 #Eritrea "ኣብ ጁቡቲ ንኸፍሎ ዘሎና 5 ቢልዮን ዶላር ናብ ኤርትራ ክነስግሮ ኢና" ኢሎም ኢትዮጵያውያን። ሽዑ'ውን ኤርትራዉያን "ንሕና እንጀራ ጁቡቲ ኣይንጥምትን። ኩላትና ክንዓቢ ኢና ንደሊ" ኢልናዮም፡ ባህርያቶም ኣፍሊጥና ባህርያትና ነጊርናዮም።
1/1 #Eritrea "ኤርትራውያን በይኖም ክህብትሙ፡ ክዓብዩን ክምዕብሉን ኣይንፈቅድን ኢና" ኢሎሙና መራሕቲ ኢትዮጵያ። ባህሪያቶም ፈሊጥናዮ።
1/1 #EritreaShinesAt35 ሕቡእ ሓቂ ! ጉዕዞ ሕብረተሰብ ኤርትራ ናይ መኸተን ዓወትን እዩ። ኣንጻር ክሕሰብ ዘይክእል ግድል ዝገጥም ህዝቢ ኩሉ ግዜ ይዕወት። ምስጢር ሓይሉ ግን ብቐሊል ዝትርጎም ኣይኮነን።
1/5 #EritreaShinesAt35እቶም ትማሊ ልዕሊ ሓይሊ ዝፈጠረ፡ ሎሚ ኣብ ዝለዓለ ጫፍ ዘብጽሐ፡ ጽባሕ’ውን ካብ ትማልን ሎሚን ዝበረኸ ክእለት ዝፈጥር ክብርታት ንሱ እዩ- ምስጢር ዓወትና።
1/6 #EritreaShinesAt35 ነዞም ፍኖተ ብርሃን ዝዀኑ ብሉጻት ክብርታትና፡ ከይብረዙ ናብ ወለዶታት ከነሰጋግሮም ግዴታና እዩ። ምኽንያቱ ንሳቶም ምስጢር ዓወት ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ፡ ሰነዳዊ መደብ ሕቡእ ሓቂ ነዚ እያ ኣጉሊሓ።
1/1 #EritreaShinesAt35 ጽንዓት” ዝብል ሕቶ ክልምዓል ንቡር እዩ። ሕብረተሰብ ኤርትራ ብሓፈሻ መንእሰይ ከኣ ብግብሪ ይምልሶ። ጽንዓት፡ ናይ ገዛእ ርእሱ ፍሉይ ትእምርቲ እዩ ዝውንን።
1/7 #EritreaShinesAt35 ሓደ ኢልካ ክትስገር ምስ ዝፍተን ግን ዘይነጽፍ ዛራ ሓሳባት የውሕዝ። ተስፋ ይቕለብ። ጽንዓት ይምገብ። ተጻውሮ የማዕብል። ነቲ ዘይንቡር ከም ቅቡል ወሲዱ ይቕጽል።
1/8 #EritreaShinesAt35 ከቢድ ሓሳባት ዝሃነጾ ገድሊ ሓቂ፡ ገዛኢ ኣእምሮ እዩ ኔሩ። እቲ ሓሳባት ካብ ዓሚቚ ስምዒት ናብ ተጨባጢ ተግባራት ይቕየር። ኣብ ኣእምሮ ሰሪጹ ነገራዊ ሓይሊ ይኸውን። እቲ ሓይሊ’ውን ዘይትርጐም ምስጢር ይልወጥ።





