#Eritrea’s sovereignty is not a topic for discussion or dispute It was earned through struggle, defended through resilience, and recognized by the world No external force or agenda can question what was built through the sacrifice of generations #Ethiopia
facebook.com/share/v/17U6s9k…
ቀዲምኒ እምኒ ደርብዩ ፣ ባዕሉ ተጠሊዑ ኣእወየ፡
ኣውያት ብልጽግና ናብ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት!
ኤርትራ ንትግራይ ትሕግዝ ኣላ ፍሹል ክሲ ድማ ሕጂ ጀሚሩ ኣሎ--
ንማሕበረሰብ ዓለም “ኣብ ውግእ ከይንኣቱ ዕረቑና'
ጽልኢ ኮይኑ ኳኽ ይምሰል ኣብ ሻዕብያ ዋዛ የለን፡
ሻዕብያ ሓንሳብ ካብ ኣፉ ቱፍ እንድሕር ኢሉካ፡ ድሕርዚ ተገልቢጡ ናይ ምርኣይ ኣመል የብሉን፡ ከምታ ፈኪርካ ዝኣተኻያ ውጽኣያ እዩ እቲ መልሱ።
-ትማሊ ሻዕብያ፣ ሎሚ ሻዕብያ፣ ጽባሕ ሻዕብያ!#Eritrea
ኣቢ ኣሕመድ ካብ ምፍካር ሓሊፉ ናብ ኤርትራ ገጹ ተወስ ኣይብልንዩ
ሻዕቢያ ኣይፍክርን እዩ ኣይንየትን ዉን, ንዝፍክሩን ዝንየቱን ግን ቀይሕ መስመር ክሳብ ዝሰግሩ ተጸብዩ ኣብ መወዳእታ መልቀሶምን ኣዉያቶምን........
facebook.com/share/v/1BnuZcM…
ኢትዮጵያ ውስጥ የሰራዊት ኣዛዥ ለመሆን በቅድምያ ምርኮኛ መሆን ኣለብህ #Ethiopia
ሰላም እንተደሊኻ፣ ንኲናት ተዳሎ!"
ሰላም፣ ብሓይልኻን ብእትሃንጾ ተፈራሒ ሓያል ሕብረተሰብን ዝረጋገጽ እዩ- ዝተወደበን ዝዓጠቐን ሕብረተሰብ፣ ብጸላኢ ግዳይ (victim) ናይ ምዃን ዕድሉ ኣዝዩ ዝጸበበ እዩ #Eritrea
ኣዝዩ ኣገዳሲ ምልሲ ንተከፍልቲ ገናዞ ብምኒስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል #Eritrea
ከም'ቲ ናይ ዝቀደመ ጌጋ ቅማረን ስርዓታት ኢትዮጵያ ዝወረዶም" ሰፍ" ዘይብል ሰብኣዉን ንዋታዉን ዕንወትን፡ዝኮነ ንየማን ንጸጋም ኢላ ቀልባዕባዕ ትብሎ ዉን ካልእ ዉርደት ኢዩ ዘሰክማ---
facebook.com/share/v/1AUqXvi…
Egypt has launched a sharp diplomatic offensive against #Ethiopia, accusing its upstream neighbor of "reckless and irresponsible" management of the(GERD) after unilateral water releases were linked to severe flooding in Sudan, raising fears for Egyptian lands and lives.
Oromo elites are tearing #Ethiopia apart, entrenching an ethnic-based Apartheid system under the banner of Oromummaa. Their ultimate goal is clear to carve out a sovereign Republic of Oromia, even if it means dragging the country through years of civil war, chaos, and devastation
ሓይሊ ኣየርና ጎመራ !
ኣብ ቀጻሊ ስልጠናን ልምምድን ጽሙዳት ዝኾኑ፡ ውልዶ ኤርትራውያን ኣብረርቲ ኣብ መዓስከር ሓይሊ ኣየር ኤርት
ሰማይ ናትና እዩ “ዝዓግተና የለን፣ #Eritrea
The Yugoslav of Africa, otherwise known as #Ethiopia is an Artificial state. Let’s dive into its fake history and understand how all those ethnic nations were forced in-to the Artificial state.
facebook.com/share/v/17Vf5CX…
ፋኖ ጸሚዶም ---ተዓሊም ጽቡቕ'ዩ ዝከይድ ዘሎ ወዲ ሓቦቦይ---እዚ'ዩ ሻዕብያ ነብሪ ክሳድ ሓዝ'ዩ ።
ሻዕብያ ኣራዊት ኣብ ኩናትን ፖለቲካን፡ #Eritrea














