ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@RayetayTdf05) header
ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@RayetayTdf05) profile picture

"ጎይታ ኩሒላ፤ብፃባ ቓራናት ድባፅሐ "🌾🌽‼️

ዓደይ ኣብ ሕምብርታ
Joined January 2021
Photo by ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@RayetayTdf05)Photo by ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@RayetayTdf05)Photo by ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@RayetayTdf05)Photo by ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@RayetayTdf05)Photo by ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@RayetayTdf05)Photo by ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@RayetayTdf05)Photo by ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@RayetayTdf05)Photo by ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@RayetayTdf05)Photo by ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@RayetayTdf05)Photo by ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@RayetayTdf05)
🌾🌽 “አንድሮሜዳ ራያ”🌾🌽 Aተ✝️ይ🫶 ጓል ሓማተይ🫶 እሙንቲ ምርዓተ🫶
1
10
18
4,575
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሐዚ ትኽክለኛ ሰብ ኣግንያ። @Dr_HagosAbrha ሸገ ናስራሕ ግዜ ይግበረልኹም ወድእኖ🤝🤝
1
6
1
8
786
ኣታ ስምዕለይ እዚ"ዑግ"🤦🏽 ምስ ጥዕናኦም ዶ ትብሉኒ እዞም ናይዚ ድሑር ጉጅለ ደገፍቲ⁉️ ❌ህወሓት ትጠፍእላ ፤ ደናቑር ይዓብድለዩ❌ ፀበል ድወስድ ሓደ ጥዑይ ደይብሎም😂 ምሕረት ያውርደልኹም🤲🤲 @ABPF14 @hopegeb @MahiRaya29 @digitalwayne74 @neo_tigray @TigrayDF @ainkekulu
1
3
1
9
1,426
ብህል ዓድና "ወዲ ቓሺ ኣብያስ ወዲ ዋጣ" "ብ ኻበሮ ኣብያስ ብሕምብጣ" እዚ ድህዝቢ ራያ ደም ናንብዐ ድነበረ ጨካን ጀነራል፣ እቲ ሓደ ትውልዲ ድመስዋእቲ ክዘጋጀይ እንሀዎ ድበለ ጭራቕ፣ እዚ ኹሉ ደቦል ክቅጥቀጥይ ክቅተልይ ድእዝዝ ድነበረ ኣረመኔ ጀነራል ጆን መዲድ(ወዲ መጥሓን) ምስ ሰራውቱ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዉዕሉ እንሆቲ👐 ኣብ መጨረሻ ንብዓት ህዝቢ ፈርዱ🙌ይመስል ‼️ ኣቦይእዝጊ ሓቂ ይኡ በሉኒ🤲🤲🤲🤲
#ዓይኒ ጠሊ ድበልዑ ሰባት😡‼️ #ጋማዓይናቶም ንእሽተይ ሽብር ደያብሉ ሰያጥን😡‼️ እወ ህዝቢ ራያ ሞተርኹም ነብሩ ፤ ሐዚ ግን ጎማኡ ትኾኑ እንሃኩም። "ሃም ዓሚ ይስለኪን ዉሕጅ ይወስደኪን"
1
6
4,587
ብሂወት ምውፃአይ ሕጉስ ይብል፤መስዋእቲ ምኽፋል ኽብረት ትግራይ ይኡ ላበለ ሃምደይነበረ😂😂 ኾነይ መነይ ጉጅለታት ድሕረት አብዝባንኹም እንኳዕ ጀመርዎ።
6
3
5
4,402
ናይዞም ዓሌታዊያን ጉጅለ ጉድ ኮ ትወግዑ አይውዳእይ። ሽርጥ፣ባኒ፣ጫማ አብፅሑ ብማለት መሬት ራያ፣70 እንደርታ🇮🇩፤መቐለ...ወዘተ ሽንሽኖሞ😡😡 ኣሕሕ ኣረጋይ ዕንጉለ አበይ ኸ ትህሉ⁉️ሃሳስ ይኡ ብሎም ድፀወይኻ ብዙሕ ምሽጥር ኮ ይህልይ‼️ ሃሞኻ ከይትሻገር ሃም "ደሳለኝ በቕሎም" ከይፅዕንኻ ትመለስ…
1
4
2,195
እዞም ፀረ ህዝቢ ራያ(ደም ኣሕዋትና አብ ኢዶም እንሆ)ብሕጊ ክሕተቱ እንሆዎም። ብጉጅለ ድሑራት ፣ሸፋቱ ትዓፍኖም ድነበሩ ፀረ ህዝቢ ራያ ተንፍሶም 1,ጀነራል ታደሰ ወረደ 2, ኢሳይያስ ታደሰ 3,ኮ/ል ገብረእግዚአብሔር (ሓመድ ሸጠ) 4, ኮ/ል ተወልደ
1
2
534
ብዘመነ "ዉቤ" ድዓበደ ስያ ዉቤ...ዉቤ... ዉቤ ላበለ ይውዕል ይብሃል‼️ ኣይይይ ጎይታ ፅምዶ🤦🏽🤦🏽
3
5
2
23
9,857
❌TPLF❌ ብኣንደበት ኣቦታትና
ኣቱም ፈልጥኹም ድሃረስኹም ስምዑ🫨🦻"ሰብ ወሓደ በብሓድሓደ" ኣሕሕ 💔 ብሰንኪ እዞም ሸፋቱ ጉጅለታት ኣቦታትና ይጋፋዕለዩ።
3
4
521
ሸፋቱ አያም በሉ ትብሎ ጭዋ ህዝቢ‼️
እዚ ሕቶ ና ኹሉ ትግራዋይ ሕቶ ዩኡ። ኣሕና ራየቶት ጭዋ ባህሊ እንሃና🫶🫶🤝 ናዚ ጅግና ህዝቢ:- ጭውነቱ፣ስርዓቱ ፣ዓርሰእምነቱ፣ትብዓቱ ሃምዚ ዩኡ። ኽብሪ ትወንዘፉ ዓበይቲ ዓዲ መንእሰይ ራየታይ ዳብ ደይትደለየ ጎነፂ ተይገብኣይ ስለድፈታሕኹሞ👏👏👏
1
4
1,352
ቑ 1, ደቂ ኣላማጣ😂ባንዳ ቑ 2, ደቂ ዓድ ጉዶም😂 ባንዳ ቑ 3, ደቂ ኩሓ😂 ባንዳ ቑ 4, ደቂ መቐለ 😂 ባንዳ ለለ ኸዚ ህዝቢ ዓድግራት 😂 ባንዳ ምፅኣት ዓለም ኹሉ ህዝቢ ትግራይ ባንዳ ብሎም ክወፅእዎ ደይኦም ጉጅለታት TPLF ምስ ኾራኹሮም ⁉️ መንእሰይ ትግራይ ምንባር ይኡ ጅግንነት‼️
3
6
1,982
ሓው'ዘን ሸገታት🫀 retweeted
ዳባጉና፡ ሽረ❤️ ለዚህ ክቡር ህዝብም ባንዳ በሉት እኛስ ለምደነዋል🤗
3
10
1
68
8,629
ኣቱም ሓለዊቲ (ሰራዊት)ጉጅለታት ስብሓትዝም፣ፈትለፅዮን፣አደመ፣ድሕረት...ወዘተ ዳብ ሓማሰናዊይን ከይተሽየጡ፣ከትፅዓኑ🙏👏 መንእሰይ ትግራይ ምንባር ይኡ ጅግንነት‼️
3
1,049
ኹርኹር ጉጅለታት ድሕረት ዝኾነ ወዲ ዘረባ ስምዕዎ👂👂 እሶምይ ሓሻክሮምይ ድሑራት ይኦም ንብል ብምኽንያት ይኡ።
2
1
6
2,398
ስምዕዎ እዚ ሸቃጢ ባርነጣ፣ኹሹፍ👎 አስቲ ምሓል …,
4
3
1
9
2,233
ና'ዚ ሓንጎል ዓሶ እይሃ🤲🤲ድንሃኩምስ ትህልዩ ዶ? ጀልጃላት ብሕጊ ንደልዮ የና‼️
2
1
3
877
🌾ራየታይ 🌾 ደቂ ራያ :- ትፍታፍና ንውሓጥ፡ ካብ ስምዒት ንውፃእ፡ ንታኣከብ፡ ንምኸር፡ ድህዝብና ድሐሸ ነገር ንፍጠር። እዚ ድ10 ዓመታት ዳክሰረና ስምዖታዊነት ይቕረይ። ኣብዚ 10 ዓመት ኹሉ ኣካባቢብትናፃፃሪነት ድሐሸ ነገር ታግንይሎ ድምታይ #ራያ? በተለይ ሃላማጣ? ብልና ንሕሰብ! ትጋደልኹሞ፤ትሰደትኹሞ፣ትንከራተትኹሞ፣ትዓጠቕኹሞ ይኹን ካዓድኹም ድወፃእኹሞ ድነፃነት ህዝቢ እንድሕር ነብሩ..... ➡️እቲ ብድርቂይ ብሰብ ስራሕ ራሓብይ ትጠቕዑ ድነሆ ህዝቢ ተሎ ሰብኣዊ እርዳታ ካግንይ ምስ መንግስቲ ፈዴራል ይኹን ኻልኣት መዳርግቲ ኣካላት ቅድሚያ ህብኹም ስርሑ። ➡️ድህዝቡ ንኡሽተይ አረጋግዕዎ፣ናሰላም አየር አተንፍስዎ፣ግዜ ሃቡዎ ምስ ልቡ ኣምኽሩዎ። ➡️ናህዝቢ ስልጣን ድብዓል ወና ህዝቢ ኣረክቡዎ። ➡️ ኣግላሊይ ትገላሊይ ደይብሉ ድኹሉ ህዝቢ ዳሳተፈ፣ድልየት ህዝቢ ዳማእኸለ ግዝያዊ ይኹን ናሽግግር ከባብያዊ ምሕደራ መስርትሉ
“ራየታይ”🌾🌽 ፀብባትና ተበልና እዛ ንእሽተይ "ሓንቲ ዓዲ"፣ ብኸባቢ ኻስሱለይና ሂል ፍርደ ገምዲ፣ ራየታየ ኣሰተኻይ ግዲ ፃባ ናሂል ዓሳዲ!? #ይኾነና በል " ቸ ቸ " ብግዲ።
1
4
5
836
ራየቶት ከይትርሽዑ‼️ ብስመኣብ፡ ንኡሽተይ ሕፍረት፡ ሕንኸት፣ሕሊና ዘይብሉ ፍጡር! ትማሊ #ጌታቸው ፕሬዝደንት ኣብ ዝነበረሉ ግዜ #ውድበይ ተልእኾ ሂባትኒ እየ #ቅንጅት ኮይነ ይብል ኣይነበረን ዶ? Btw ለውጢ ለውጢ ክኾን ተኾይኑ ካብ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ክርሕቕ ኣለዎ! ብመሰረቱ ነኒ ብዓል እዚኦም ምእማን ይውህና ዩኡ። ዳዊት እዚ ኹሉ መዘዝ ክመፅእ ኣስተዋፅኦ ዝገበረ ኽህተት ዘለዎ ሰብ እዩ እየ ዝኣምን። ህዝቢ ከም ህዝቢ ኣዋርድኻ ሱቕ እልኻ ምቅፃል ኣይህልይይ። ኣይንርስዖይ!!
6
11
1
35
4,925
ካፍቶም ፀረ ህዝቢ ራያ ኣመራርሓ ህወሓታዊያን ሓደ ድሓይሊ ሰላምይ ድመከላከያይ ኢድ ህዉ እኖሆ እብሃሎ..., #ገምቱ_ገምትና_መን? ☝️አያም በሉ ☝️
2
515
2ይ ጥላሁን ይግዛው መሓሪ ከላሊ አብ ዓድኻ ከይትቕበር ድኻልኸልኹኻ ሸፋቱ ወረ መን ይፅወይኻ⁉️ዋዪ ሳእን ንኡሽተይ ማዕልቲ? እዛ ማዕልቲ ዛው ርእኻ ዋላ ብነጋኡ ካትሞት ሃመይ ጨለ ነውሩ? ብሰላም ዕረፍ! ደቂ ራያ ሰብኹም ምምስጋን፡ ምኽባር፡ ምጅጋን፡ምክልኻል ንልመድ።
#TPLF ና ድሕረቶም ፀግዒ፣ና ንዕቐቶም ፀግዒ፣ ና ኣምባገነንነቶም ፀግዒ ንሪእለና😡😡‼️ ጀግና መሓሪ ከላሊ 2ይ ጥላሁን ይግዛው የኻ ድራየቶት። ራያ ናራዮቶት ይኣ‼️ ራያ ብራየታይ ይኣ ትምሓደር‼️ ራያ ትለምልም🌽🌾 እምቢይ በል ሃም ኣቦታትኻ‼️ ኣብ ኹሉ ዓለም🌍 ድንኣኻ ራየታይ ነቓሕ፣ትወደብ፣ዕርፍኻ ኣስጥም‼️ እምቢ ድመግዛእቲ‼️ እምቢይ ድጉጅለ ዓሌታዊያን ❌
3
3
349